Month: December 2019

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ…

ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ 18-19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ

ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ 18-19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ፡፡ እቲ ’’መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ንኽልተ…

ወይከ ወንዘር- ካብ ኣጀንዳና!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ወይከ ወንዘር- ካብ ኣጀንዳና!! ህዝብን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን፣ልምዓታዊ ዲሞክራሲያውን፣ ህዝባውን መስመሮም ኣፅኒዖም ንቕድሚት ስለዝመረሹ፣ ኣብ ርብዒ ክ/ዘመን ዙርያ መለስ ማሕበረ-ኢኮኖሚያዊ ልምዓት…

በወቅታዊ ጉዳይ ላይ የተሰጠ መግለጫ

በወቅታዊ ጉዳይ ላይ የተሰጠ መግለጫ የኢፌዲሪ የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴር የቻይና ሻንሲ ግዛት ልኡካን ቡድን ወደ ትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት በኢንቨስትመንት፣ ትምህርት፣ መአድን ልማት እና የሁለትየሽ ግንኙነት ዙርያ በጋራ ለመስራት የሚያስችል…

ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሃገረ ቻይና ግዝኣት ሻንሲ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብን ትሕብብርን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ ኣብ አዲስ ኣበባ ተፈራሪሙ

ብምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶር.ኣብርሃም ተኸስተ ዝምራሕ ልኡኽ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሃገረ ቻይና ግዝኣት ሻንሲ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብን ትሕብብርን ዘድሃበ ዘተ ብምክያድ ፤ኣብ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝም፣ ትምህርትን ካልኦት…

ምሁራት ትግራይ፣ሲቪክ ማሕበራት፣ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያን ኩለን ውድባት ፖለቲካ ትግራይን ዝሳተፉሉ ክልላዊ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ

ምሁራት ትግራይ፣ሲቪክ ማሕበራት፣ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያን ኩለን ውድባት ፖለቲካ ትግራይን ዝሳተፉሉ ክልላዊ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዋዕላ ብኽፍሊ ትምህርቲ ሕግን ሕገመንግስትን መቐለ ዩኒቨርሲቲ ዝተዳለወን ረብሓ ትግራይ ኣብ ፅላል…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ኣንፈቱ ከይስሕት መንግሰቲ፣ ፖለቲካዊ መራሕትን ኣህጉራዊ መሻርኽትን ዘድሊ ሓገዝ ክገብሩ ኢነተርናሽናል ክራይስስ ግሩፕ ፀዊዑ

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ኣንፈቱ ከይስሕት መንግሰቲ፣ ፖለቲካዊ መራሕትን ኣህጉራዊ መሻርኽትን ዘድሊ ሓገዝ ክገብሩ ኢነተርናሽናል ክራይስስ ግሩፕ ፀዊዑ። ኣብ ዓለም ዝፍጠሩን ክፍጠሩ ዝኽእሉ ቅልውላዋትን ዝከታተል እዚ ጉጅለ፡ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝምልከት…

Show Buttons
Hide Buttons