Month: November 2019

ሓበሬታ:-

ሓበሬታ:- “ኣብዚ እዋን እዙይ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ መንእሰይ ትግራይ ድማ ብፍላይ ኣብ ኩለ መዳያዊ ንጥፈታት ልምዓት: ዴሞክራታይዜሽንን ምስፋን ሰላምን ክልሉ ዘርእዮ ዘላ ተገዳስነት ክምስገን ይግባእ።ንቐፃሊ ውን እዚ መንፈስ እዙይ ብዝበለፀ…

መኸተ ሃንደበታዊ ተፃብኦ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ መኸተ ሃንደበታዊ ተፃብኦ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን፣ ህዝቢ ትግራይ ሓደጋ ተፈጥሮን ሰብ ሰራሕን እንተጋጥሞ ሓድነቱ ኣስጢሙ፣ ውህሉል ተሞክርኡ ናብ ነገራዊ ሓይሊ ለዊጡ፣…

ሰለጤን ልምዓት ትግራይን መኸተ ኣንፃር ትምክሕተኛትን ተጠናኺሩ ከም ዝቕፅል ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ገሊፁ

ሰለጤን ልምዓት ትግራይን መኸተ ኣንፃር ትምክሕተኛትን ተጠናኺሩ ከም ዝቕፅል ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ገሊፁ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም በቲ ሓደ ገፅ ንዕግበት ሕቶ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ…

Show Buttons
Hide Buttons