Month: November 2019

ሆስፒታል ኲሓ ምስ ሂማልያን ካታሪስት ፕሮጀክት ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ብምትሕብባር ካብ 22 ክሳብ 26 ሕዳር 2012 ዓመተ ምህረት ነፃ ወፍሪ ሕክምና ስብሒ ዓይንን ፀጉሪ ዓይንን ከም ዝካየድ እቲ ሆስፒታል ኣፍሊጡ

ሆስፒታል ኲሓ ምስ ሂማልያን ካታሪስት ፕሮጀክት ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ብምትሕብባር ካብ 22 ክሳብ 26 ሕዳር 2012 ዓመተ ምህረት ነፃ ወፍሪ ሕክምና ስብሒ ዓይንን ፀጉሪ ዓይንን ከም ዝካየድ እቲ ሆስፒታል…

ኣቦ መንበር ህወሓትን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ 15 ሕዳር 2012 ዓመተ ምህረት ንጋዜጠኛታት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም

ኣቦ መንበር ህወሓትን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ 15 ሕዳር 2012 ዓመተ ምህረት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ምስ ምስረታ ዉሁድ ፓርቲ፣ ብልፅግና ፓርቲን መርገፂ ፈፃሚት…

ሃለዋነትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብዘረጋግፅ መልክዑ ብፍላይ ከዓ መናእሰይን ደቂ ኣነስትዮን ፍሉይ ቆላሕታ ብምሃብ ኣብ 2012 ዓ/ም ከም ዝሰርሕ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅን ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ሃለዋነትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብዘረጋግፅ መልክዑ ብፍላይ ከዓ መናእሰይን ደቂ ኣነስትዮን ፍሉይ ቆላሕታ ብምሃብ ኣብ 2012 ዓ/ም ከም ዝሰርሕ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅን ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ኤጀንሲ…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ትማሊ፣ ሎሚ፣ ይኹን ፅባሕ ወይከ ፈተኽ ካብ መትከልና! ብህወሓት ዝተመርሐን እናተመርሐ፣ ዘሎን ሕሉፍ ናይ ቃልስን መስተንክራዊ ዓወታትን፣ ጉዕዞ 45 ዓመታት ህዝቢ ትግራይ፣…

ኣብ ሰሜናዊ ትግራይ፡ ብሰብ-ሰራሕን ተፈጥሮኣውን ምኽንያታት ባዲሞም ዝነበሩ ከባብታት ንምሕዋይ ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም’ዮም። ብእጽዋት ክሽፈኑ’ውን ጀሚሮም ኣለዉ።

ኣብ ሰሜናዊ ትግራይ፡ ብሰብ-ሰራሕን ተፈጥሮኣውን ምኽንያታት ባዲሞም ዝነበሩ ከባብታት ንምሕዋይ ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም’ዮም። ብእጽዋት ክሽፈኑ’ውን ጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ከኣ እኹል ማይ ክህልዉ ካብ ምግባሩ፡ ብተወሳኺ ንእንስሳት…

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ዴሞክራሲ ግንባር /ኢህወደግ/ ን11 ሕዳር 2012 ዓ/ም ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወደግ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፡፡

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ዴሞክራሲ ግንባር /ኢህወደግ/ ን11 ሕዳር 2012 ዓ/ም ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወደግ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢህወደግ 6 ሕዳር…

ማሕበር ዓለም ለኸ ትካል ዘላቒ ልምዓት ስዊድንን ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ትግራይን ጎሓፍ ብዝግባእ ናብ ረብሓ ንምውዓልን ሓምለዋይ ከባቢታት ትግራይ ንምፍጣርን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡

ማሕበር ዓለም ለኸ ትካል ዘላቒ ልምዓት ስዊድንን ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ትግራይን ጎሓፍ ብዝግባእ ናብ ረብሓ ንምውዓልን ሓምለዋይ ከባቢታት ትግራይ ንምፍጣርን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ፕረዚዳንት ማሕበር ዓለም ለኸ ትካል…

ፓርክ ኢንዳስትሪ መቐለ ኣብ ምምፃእ ሸርፊ ወፃኢ፣ምፍጣር ዕድል ስራሕን ምግፋሕ ቴክኖሎ ጂን ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ምህላው ኣፍሊጡ፡፡

ፓርክ ኢንዳስትሪ መቐለ ኣብ ምምፃእ ሸርፊ ወፃኢ፣ምፍጣር ዕድል ስራሕን ምግፋሕ ቴክኖሎ ጂን ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ምህላው ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሕርሻ ኢንዱስትሪ ዝመርሖ ቁጠባዊ ስግግር ዝለዓለ ግደ ከምዘለዎ ዝእመነሉ ኢንዳስትሪ ፓርክ መቐለ፣…

“ምስጋና ንህዝብና!! መተሓሳሰቢ ንዘይሕጋውያን!!

“ምስጋና ንህዝብና!! መተሓሳሰቢ ንዘይሕጋውያን!! ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ፈተና ፈተና ዋላ እናተደራረቦ ንኹሉ ብትዕግስትን ብኣዞን እናገጠመ ኣብ ምምካት ዩ ዝርከብ።ብፍላይ እቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስራሕ ተዋፊሩ ሂወቱ ክመርሕ ላዕልን ታሕትን…

ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ዝርአ ዘሎ ድኽመት ንምምሕያሽን ዓብይ ዝላ ንምምፃእን ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ዝርአ ዘሎ ድኽመት ንምምሕያሽን ዓብይ ዝላ ንምምፃእን ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ብርክት ዝበሉ ጎደሎታት ከም ዝነበሩ ብምግላፅ ካብቶም ዕንቅፋታት…

Show Buttons
Hide Buttons