Month: October 2019

መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

እናሓደረ ዝኹላዕ፣ ድምፂ ሚልዮናት!! ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኹሉን ’’ዘይዛሪ ምዕራፋት ፅንዓት-ድወት’’ብዝብል መሪሕ ቃል፣መበል 40 ዓመቱ፣ 30 መስከረም 2012 ዓ.ም ንዝኽበር ዘሎ፣ ዕለት ድምፂ ወያነ ትግራይ (ድ.ወ.ት)፣ብሰላም ኣብፅሐኩም!!ኣብፀሐና!! ዝብል መልእኽቲ፣ ሰናይ…

“ሰንደቕ ዓላማና ንልዕልነት ሕብረብሄራዊ ፌደራላዊ ስርዓትናን ሕገ-መንግስትናን”

“ሰንደቕ ዓላማና ንልዕልነት ሕብረብሄራዊ ፌደራላዊ ስርዓትናን ሕገ-መንግስትናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ኣከባብራ ሰንደቅ ዓላማ 3 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ስታዲየም ባሎኒ ክኽበር እዩ፡፡

3 ጥቅምቲ መዓልቲ ስንደቕ ዓላማ ብቢርኪ ክልል ብድሙቕ ንምፅንባል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት ይሳለጡ ከምዘሎ ተሓቢሩ

3 ጥቅምቲ መዓልቲ ስንደቕ ዓላማ ብቢርኪ ክልል ብድሙቕ ንምፅንባል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት ይሳለጡ ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡ ብመሪር መስዋእቲ ኩሎም ብሄርን ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ሰንደቕ ዓለማ ምኽንያት ብምግባር በቢዓመቱ ዝኽበር መዓልቲ…

አምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ትግራይ ማእኸል ኢንቨስትመንት ትኸውን ከምዘላ ገሊፆም

አምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ትግራይ ማእኸል ኢንቨስትመንት ትኸውን ከምዘላ ገሊፆም። ኣምባሳደራት ባንግላድሽ፡ ካዛኪስታን፡ ስሪላንካ፡ ቱርክን ኢንዶነዥያን ኣብ ፕሮጀክት ኬሚካል ኢንጅነሪንግ ደጀና ዑደት ኣካይዶም። ብዘዕባ ከይዲ ህንፀት እቲ ፋብሪካ ብላዕለዎት ሓለፍቲ…

መዓልቲ ናፅነት መሰል ምርካብ ሓበሬታ “ተኣማንን ስሉጥን ሓበሬታ ንኹሉ መዳያዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ትግራይን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም 18 መስከረም 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ዘትዮም

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ምስ ትካል ሓባሲ ንብዓት ጨንፈር መቐለ ብምትሕብባር መዓልቲ ናፅነት መሰል ምርካብ ሓበሬታ “ተኣማንን ስሉጥን ሓበሬታ ንኹሉ መዳያዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ…

Show Buttons
Hide Buttons