Month: October 2019

ኣብ ትግራይ ተራእዩ ዘሎ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዝራእቲ ዘብፅሖ ሓደጋ ንምክልኻል ብፍላይ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን ኮለጃት ሓሮስቶት ንምሕጋዝ ኣብቲ ወፍሪ ንኽሳተፋ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣብ ትግራይ ተራእዩ ዘሎ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዝራእቲ ዘብፅሖ ሓደጋ ንምክልኻል ብፍላይ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን ኮለጃት ሓሮስቶት ንምሕጋዝ ኣብቲ ወፍሪ ንኽሳተፋ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ምክትል…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ፅልኣት ክሓድር ዝገብራ ፣ድሌት ህዝቢ ዘየማልኣን ንሕጊ ሚድያን ኣዋጅ ብሮድካስትን ዘይግዝኣ ሚድያታት ብሕግን ብታሪኽን ተሓተትቲ ምዃነን ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳ ኣፍሊጠን

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ፅልኣት ክሓድር ዝገብራ ፣ድሌት ህዝቢ ዘየማልኣን ንሕጊ ሚድያን ኣዋጅ ብሮድካስትን ዘይግዝኣ ሚድያታት ብሕግን ብታሪኽን ተሓተትቲ ምዃነን ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳ ኣፍሊጠን ።

በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ኮሚኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮ ሀላፊ ወይዘሮ ሊያ ካሳ የኢትዮጵያ ብሮድካስት ባለስልጣን ከተባበሩት መንግስታት ድርጅት ጋር በመተባበር መድረክ ተገኝተው ያስተላለፉት ሙሉ መልእክት፡

በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ኮሚኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮ ሀላፊ ወይዘሮ ሊያ ካሳ የኢትዮጵያ ብሮድካስት ባለስልጣን ከተባበሩት መንግስታት ድርጅት ጋር በመተባበር“የሃገራችን የሚድያ ተቋማትና የሚሰጡት አገልግሎት በህዝብ እይታ”! በሚል መሪ ሃሳብ ባዘጋጀው የምክክር…

ዕለታዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ዕለታዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ========================================= #ዝኾነ ዕስለ ካብ ቕልፅም ህዝቢ ትግራይ ኣየምልጥን!! “ሰራዊት ልምዓትን መኸተን” ብምህናፅ ኣብ 2012 ዓ/ም ኩለ መዳያዊ ዓወት ንምምዝጋብ ኣድላይ ምድላዋት ዝገብር…

መናእሰይ ከተማ መቐለ ብመሰረት ፃውዒት ደገፍቲ ክለብ ስፖርት ጋንታ መቐለ ሰብዓ እንደርታ እቲ ዕስለ ተራእዩለን ኣብ ዝተብሃላ ከባብታት ተረኺቦም ዘርኣዩዎ ንጡፍ ተሳትፎ ተናኢዱ

መናእሰይ ከተማ መቐለ ብመሰረት ፃውዒት ደገፍቲ ክለብ ስፖርት ጋንታ መቐለ ሰብዓ እንደርታ እቲ ዕስለ ተራእዩለን ኣብ ዝተብሃላ ከባብታት ተረኺቦም ዘርኣዩዎ ንጡፍ ተሳትፎ፤ ትግራዋይ ሓይሊ እንተተዋዲዱ ዝኸፍአ ፀገም እንተመፀ እውን ምምካት…

ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልልናን ሃገርናን ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲ መብርሂ ሂቦም

ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልልናን ሃገርናን ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲ መብርሂ ሂቦም፡፡ ዶክተር ደብረፅዮን፤ ኣብ ትግራይ ሰናይ ምምሕዳር ንምዕሳልን ትራንስፎርሜሽን ንምርግጋፅን ትካላዊ መስርሕ ተኣታትዩ…

ሓደሽቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ትግራይ ሓላፍነት ክወስድ ናብ ዘይኽእል መንግስቲ ዘመሓድሮ ክልል ኣምሓራ ከይዶም ንከይመሃሩ መንግስቲ ትግራይ መፍትሒ ይእለሸሎም ከም ዘሎ

ሓደሽቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ትግራይ ሓላፍነት ክወስድ ናብ ዘይኽእል መንግስቲ ዘመሓድሮ ክልል ኣምሓራ ከይዶም ንከይመሃሩ መንግስቲ ትግራይ መፍትሒ ይእለሸሎም ከም ዘሎ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ———————————————————– ብደም ዝተኸተመ መግለፂ ብዝሃነት!! ቅድሚ ኩሉ ’’ሰንደቕ ዓላማና፣ንልዕልነት ሕብረ-ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓትናን፣ ሕገ-መንግስትናን’’ ብዝብል መሪሕ ቃል፣ 3 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም፣ ንዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ…

Show Buttons
Hide Buttons