Month: September 2019

መንግስቲ ትግራይ ካብ ሕብረተሰብ ዝለዓሉ ጥርዓናትን ጉድለት ሰናይ ምምሕዳርን ካብ ስሩ ፈቲሹ ንምፍታሕ ኣብ ሓደ ጣብያ ኣርባዕተ ምሩቃት ዩኒቨርስቲ ብምምዳብን እዞም ምሩቃት ምስ ሙሉእ ኣፍልጦ ፖሊስን ስትራቴጅን ልምዓታዊ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ምንጋስ ሰናይ ምምሕዳርን ናብ ስራሕ ንክኣትዉ ሰልጠንቲ ናይ እንዃዕ ደሓን መፃኹም ኣቀባብላ ተገይሩሎም

መንግስቲ ትግራይ ካብ ሕብረተሰብ ዝለዓሉ ጥርዓናትን ጉድለት ሰናይ ምምሕዳርን ካብ ስሩ ፈቲሹ ንምፍታሕ ኣብ ሓደ ጣብያ ኣርባዕተ ምሩቃት ዩኒቨርስቲ ብምምዳብን እዞም ምሩቃት ምስ ሙሉእ ኣፍልጦ ፖሊስን ስትራቴጅን ልምዓታዊ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን…

ዓሰርተ ጉንበት 2018 ዓመተ ምህረት ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ዝተፈረመ ውዕሊ ህንፀት መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ድሕሪ በዳህቲ ፈተናታት 12 መስከረም 2012 ዓመተ ምህረት ስርሑ ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ።

ዓሰርተ ጉንበት 2018 ዓመተ ምህረት ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ዝተፈረመ ውዕሊ ህንፀት መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ድሕሪ በዳህቲ ፈተናታት 12 መስከረም 2012 ዓመተ ምህረት ስርሑ ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብቲ ዕላዊ መኽፈቲ…

ኣብ ዓለባን ጨርቃ መርቅን ዝረኣዩ ምንኣስ ብቕዓት፣ ኣብ ሓፂር እዋን ብዙሕ ስራሕ ክትሰርሕ ዘይምኽኣልን ሕፅረት አፍልጦ ዲሲፒሊን ስራሕን ፍሉይ ትኹረት ተዋሂብዎም ክስራሕ ከም ዝግባእ ተገሊፁ

ኣብ ምዕባለ ኢንዳስትሪ ብፍላይ ሴክተር ዓለባን ጨርቃ መርቅን ዝረኣዩ ምንኣስ ብቕዓት፣ ኣብ ሓፂር እዋን ብዙሕ ስራሕ ክትሰርሕ ዘይምኽኣልን ሕፅረት አፍልጦ ዲሲፒሊን ስራሕን ፍሉይ ትኹረት ተዋሂብዎም ክስራሕ ከም ዝግባእ ሚኒስትር ሚኒስቴር…

ዘፈር ሚድያን ኮሚኒከሽን ክልልና ኣብ 2012 ዓ/ም ተምሳሌት ኩሉመዳይ ስራሕቲ ኢንዶክትሪሽን ስርፀት ማእኸልን ንምግባር ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ዘፈር ሚድያን ኮሚኒከሽን ክልልና ኣብ 2012 ዓ/ም ተምሳሌት ኩሉመዳይ ስራሕቲ ኢንዶክትሪሽን ስርፀት ማእኸልን ንምግባር ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ ዘፈር ሚድያን ኮሚኒከሽን ክልልና ኣብ 2012 ዓ/ም ተምሳሌት ኩሉመዳይ ስራሕቲ ኢንዶክትሪሽን…

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ብርሱን ወነ ንኣንፀባራቒ ዓወት ሓድነትና ነሰጣጥም!

ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተዉሃበ መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ================================ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ብርሱን ወነ ንኣንፀባራቒ ዓወት ሓድነትና ነሰጣጥም! ልዕሊ ኩሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፤ ኣብ ክልልና፣…

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ አብ ኣፈፃፅማ መደብ 2011ዓ/ም ገምጊሙ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብዛዕባ ዝሓዞም ትልምታቱ ምስ ሰራሕተኛታቱ ተመያይጡ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ አብ ኣፈፃፅማ መደብ 2011ዓ/ም ገምጊሙ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብዛዕባ ዝሓዞም ትልምታቱ ምስ ሰራሕተኛታቱ ተመያይጡ።

Show Buttons
Hide Buttons