Month: August 2019

አሁን በሀገራችን እየታዩ ያሉ ችግሮች ህገ መንግስት ካለማክበርና የህግ የበላይናትን ካለማረጋገጥ የሚነሱ ችግሮች መሆናቸውን ዶ/ር ደብረፅዮን ገልፀዋል

አሁን በሀገራችን እየታዩ ያሉ ችግሮች ህገ መንግስት ካለማክበርና የህግ የበላይናትን ካለማረጋገጥ የሚነሱ ችግሮች መሆናቸውን ዶ/ር ደብረፅዮን ገልፀዋል

ብ/ክ/መ/ትግራይ 7ይ ዓመት ዝኽሪ ዕለት መስዋእቲ በዓል ራኢ መራሒና ቐ/ሚ/ር ኢትዮጵያ ስውእ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ኣስረስ ኣመልኪቱ ዝወፀ መግለፂ ቅዋም

ብ/ክ/መ/ትግራይ 7ይ ዓመት ዝኽሪ ዕለት መስዋእቲ በዓል ራኢ መራሒና ቐ/ሚ/ር ኢትዮጵያ ስውእ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ኣስረስ ኣመልኪቱ ዝወፀ መግለፂ ቅዋም

ቦዃር መግለፂ መንነትና ዓቂብና‐ ወራር ባህሊ ንመክት!!

መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቦዃር መግለፂ መንነትና ዓቂብና‐ ወራር ባህሊ ንመክት!! ቅድሚ ኩሉ“ ኣሽንዳ ትግራይ፣ መርኣያ ሰላም፣ ሓድነትን፣ ልምዓትን”! ብዝብል መሪሕ ቃል ፣ብድሙቅ ናብ ዝኽበር ድሮ በዓል ኣሽንዳ…

7ይ ዓመት ዝኽረ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለሰ ዜናዊ “ራእይን ክብርታትን መራሒና መለሰ ዋሕስ ሕዳሰና፣ ፅንዓትናን ዘይተርፍ ዓወትን” ብዝብል መሪሕም ክሳለጥ እዩ

7ይ ዓመት ዝኽረ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለሰ ዜናዊ “ራእይን ክብርታትን መራሒና መለሰ ዋሕስ ሕዳሰና፣ ፅንዓትናንዘይተርፍ ዓወትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተፈለለዩ ፍፃመታት ብምስላጥ ከምዝዝከር ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ሎሚ ዕላዊ…

ዲያስፖራ ትግራይ ማልት ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ኣብ እትነጥፎም ንዘላ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ትግራይ ንምርኣይ ፈላማይ ዕማም ምሁር ሓይሊ ምፍጣር ዝብል ራእይ ማልት ጋህዲ ንምግባር እቲ ጀሚሮምዎ ዘሎ ምንቅስቓስ ኣበርቲዖም ክቕፅልሉ ከም ዝግባእ ማልት ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ኣብ እትነጥፎም ንዘላ…

መግለፂ ቅዋም ተሳተፍቲ ካልኣይ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ዲያስፓራ ትግራይ

መግለፂ ቅዋም ተሳተፍቲ ካልኣይ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ዲያስፓራ ትግራይ ክቡር ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስትን ውድብን፣ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ሰብ ዋና…

ሓፂር ሓበሬታ ኢንቨስትመንት ንማሕበረሰብ ዲያስፖራ

ሓፂር ሓበሬታ ኢንቨስትመንት ንማሕበረሰብ ዲያስፖራ ክልል ትግራይ ንዲያስፖራ /ተጋሩ/ ኣብዚ ክልል መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ እናተባብዐ መፂኡ እዩ፡፡ እዚ ድማ ገንዘብን ፍልጠትን ብምትሕልላፍ ዕብየትን ገንዘባዊ ዓቕሚ እዚ ክልል ክብ ክብልን ንምሕጋዝ…

“ዕድመ ድኽነት ብምንዋሕ ህዝቢ ትግራይ ንምስኳን ዝህቅንን ዕንቕፋት ዝፈጥርን ሓይሊ ንድኽነት ካብ ዝሃብናዮ ሽም ዝተፈለየ ትርጉም ክንህቦ ኣይንኽእልን ተባሂሉ”

“ዕድመ ድኽነት ብምንዋሕ ህዝቢ ትግራይ ንምስኳን ዝህቅንን ዕንቕፋት ዝፈጥርን ሓይሊ ንድኽነት ካብ ዝሃብናዮ ሽም ዝተፈለየ ትርጉም ክንህቦ ኣይንኽእልን ተባሂሉ።”

ኣብ ዋዕላ 2ይ ዓለም ለኸ ማሕበረ ሰብ ምሁራን ትግራይ ሳይንሳዊ ምርምር ዝተገበረሎም መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቐሪቦም

ኣብ ዋዕላ 2ይ ዓለም ለኸ ማሕበረ ሰብ ምሁራን ትግራይ፤ንሃፍተ ገነት ትግራይ ብሳይንሳዊ መንገዲ ዘነፀሩ ፖሊሲታት፣ ኣሰራርሓታትን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ህዳሰኣ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ዓሚዩቕ ሳይንሳዊ ምርምር ዝተገበረሎም መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቐሪቦም፡፡

Show Buttons
Hide Buttons