Month: July 2019

ኣካቢት መዳለዊት ዓብዩ ኮሚቴ 2ይ ዙር ዓለም ለኸ ፌስትቫል ዲያስፖራ ትግራይን ወ/ሮ ሊያ ካሳ ኣብ ሓፈሻዊ ፅንብል ምዝገባን ኣቀባቢላን ተሳተፍቲ 2ይ ዙር ፌስትቫል ዲያስፖራ ትግራይ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን

ኣካቢት መዳለዊት ዓብዩ ኮሚቴ 2ይ ዙር ዓለም ለኸ ፌስትቫል ዲያስፖራ ትግራይን ወ/ሮ ሊያ ካሳ ኣብ ሓፈሻዊ ፅንብል፣ ዕላማ፣ ስነ ስርዓት፣ምዝገባን ኣቀባቢላን ተሳተፍቲ 2ይ ዙር ፌስትቫል ዲያስፖራ ትግራይ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡

ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝረኸበን ብብሉፅ መራሒ ተጋደላይ መለሰ ዜናዊ ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ተኸላ ፈልሲ ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ለንዘበን እውን ብብርኪ ሃገርን ትግራይን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ቅድም ክብል ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝረኸበን ብብሉፅ መራሒ ተጋደላይ መለሰ ዜናዊ ዝተጀመረ ተግባርን ውጡን ሓሳብን ሃገር ለኸ ተኸላ ፈልሲ ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ለንዘበን እውን ብብርኪ ሃገርን ትግራይን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ፡፡

ትግራይ ንደቃ ደቃ ንትግራይ ; መድረኽ መተኣኻኸቢ እቶት ነጋዶን ሰብ ሃፍትን ትግራይ ልዕሊ 665 ሚልዮን ብር ንምእካብ ቃል ተኣትዩ

ማህፀን ትግራይ ብልምዓት ንምድባስ ንተኸታተሊ ክልተ ሰንበት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ ዝፀነሐ #ትግራይ ንደቃ ደቃ ንትግራይ ; መድረኽ መተኣኻኸቢ እቶት ነጋዶን ሰብ ሃፍትን ትግራይ ልዕሊ 665 ሚልዮን ብር…

ወፍሪ መለስ ንሓምለዋይ ልምዓት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ብብርኪ ክልል 80 ሚልዮን ፈልስታት ኣብዚ ክረምቲ ከም ዝትከሉ ተገሊፁ

ወፍሪ መለስ ንሓምለዋይ ልምዓት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ብብርኪ ክልል 80 ሚልዮን ፈልስታት ኣብዚ ክረምቲ ከም ዝትከሉ ተገሊፁ። ከም ክልል ኮነ ከም ሃገር ብምኽንያት ኢሊኖ እናጋጠመ ዘሎ ተለዋዋጣይ ፀባይ ኣየርን ሕፅረት ዝናብን…

ዳግመ ኣወዳድባ ወረዳታት ትግራይ ብሳይንሳዊ መንገዲ ይፅናዕ ኣሎ

ዳግመ ኣወዳድባ ወረዳታት ትግራይ ካብ ወፃኢ ሃገር ብዝተወሰደ ተሞክሮ መሰረት ብምግባር ሳይንሳዊ ብዝኾነ መገዲ ይፅናዕ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ነዚ…

ነጋዶን ሰብ ሃፍትን ተጋሩ ዘሳልጥዎ መድረኽ ቴሌቶን ትግራይ ሰምበት 14 ሓምለ 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ::

ነጋዶን ሰብ ሃፍትን ተጋሩ ዘሳልጥዎ መድረኽ ቴሌቶን ትግራይ ሰምበት 14 ሓምለ 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ:: 16 ሰነ 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት ክሳለጥ ተወጢኑ ብምኽንያት…

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ምሁራን ተጋሩ ንምዕባለ ትግራይ ይገብሩዎ ዘለዉ ኩለመደያዊ ምንቅስቓስ ንኢዶም፡፡

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ምሁራን ተጋሩ ንምዕባለ ትግራይ ይገብሩዎ ዘለዉ ኩለመደያዊ ምንቅስቓስ ንኢዶም፡፡ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ምስ ፍሉይ ሕታም…

ዲያስፖራ ተጋሩ ካብ ኩባንያታት ትእምት ሼር ብምግዛእ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ

ዓበይቲ ዝበሃላ ሰለስተ ኩባንያታት ትእምት(መሰቦ፣ ሱርን ትራንስ) ሼር ንምሻጥ ተዳልየን ከም ዘለዋን በዚ ድማ ዲያስፖራ ተጋሩ ተወዲቦም ካብዘን ኩባንያታት ሼር ብምግዛእ ኢንቨስት ክገብሩ ብብርኪ ም/ር/ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ከተማ ልምዓትን ንግድን…

Show Buttons
Hide Buttons