Month: June 2019

ወፍሪ ልምዓት ምትእኽኻብ ቴሌቶን 16 ሰነ 2011 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት ሸሞንተ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ክካየድ እዩ፡፡

ወፍሪ ልምዓት ምትእኽኻብ ቴሌቶን 16 ሰነ 2011 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት ሸሞንተ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ክካየድ እዩ፡፡ ነዙይ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ዝሃቡ ኣባላት ወፍሪ ልምዓት ምትእኽኻብ ቴሌቶን ኣይተ ኣሸናፊ ሃይሉን…

16 ሰነ 2011ዓ/ም ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ እቶት ምትኽኻብ ቴሌቶን ኣብ ከተማ መቐለ ከም ዝሳለጥ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ፅባሕ መዓልቲ ሰማእታት 16 ሰነ 2011ዓ/ም ካብ 200 ክሳብ 250 ሚልዮን ብር ካብ ነጋዶ ፣ ሰብ ሃፍቲ ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ንምእካብ ትልሚ ዝተትሓዘሉ ታሪኻዊ እቶት ናይ ምትእኽኻብ ቴሌቶን ኣብ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ንዝተፈፀመ ገበን ቕትለት ተምሃራይ ብዕሊ ኾኒኑ።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሎሚ ንጋዜጠኛታት አብ ዝሃቡዎ መግለፂ ፤ብዘጋጠመ ሞት ተምሃራይ ዩኒቨርስቲ ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ብምግላፅ ንስድራ ፣ መሓዙትን ፈተውትን ፅንዓት ተመንዮም። ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል…

Show Buttons
Hide Buttons