Month: May 2019

ብሊዕሊ 2.5 ሚልዮን ዶላር መልዐሊ ካፒታል ኣብ ኢንዳስትሪ ፓርክ መቐለ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ዝጀመረ ኬ.ፒ. ኣር እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጉጅለ መፍረይ ዓለባ ህንዲ ን700 ወገናት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ፡፡

ብሊዕሊ 2.5 ሚልዮን ዶላር መልዐሊ ካፒታል ኣብ ኢንዳስትሪ ፓርክ መቐለ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ዝጀመረ ኬ.ፒ. ኣር እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጉጅለ መፍረይ ዓለባ ህንዲ ን700 ወገናት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ፡፡

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ————————–————————–——– ስርዓት ተሓታትነት ብጥቡቕ ድስፒሊን ንምትግባር ኩሉ ይረባረብ!! ወርሒ ጉንበት ኣብ ጉዕዞ ታሪክ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ፍሉይ ስፍራ ኣለዋ። መሃንዲስ ትንሳኤ ህዳሴና…

ሰሙናዊ መግለፂ ቅዋም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ሰሙናዊ መግለፂ ቅዋም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ————————–————————–—— ዓለም ለኸ መዓልቲ ሚድያ፣ ንምቅላሕ ኣርባዕተ መሰረታዊ ሕቶታት ህዝብና!! ልዕሊ ኹሉ ህዝብን መንግስትን ትግራይ፣ ኣብ ዝሓለፉ 44 ዓመታት ብፅንዓት ካብ…

ኣብ ትግራይ ንኢንቨስትመንት ፉሉይ ጠመተ ተዋሂቡዎ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ትግራይ ብልምዓት መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ንኢንቨስትመንት ፉሉይ ጠመተ ተዋሂቡዎ ይስራሕ ምህላዉ ምክትል ርእስ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 23 ሚያዝያ 2011 ዓ/ም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣብሪሆም፡፡

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ ሚካኤል ምስ ኣመራርሓ ዞባ መቐለ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ኣመሓደርቲ ምስ እንደርታ ዝዋሰና 6 ክፍለ ከተማታት መቐለን ተወከልቲ መናእሰይ እንደርታን መቐለን 21 ሚያዝያ 2011ዓ/ም ተመያይጦም::

ኣግባብነት ዘለዎም ሕቶታት መናእሰይ ንዘጋጠሙ ክፍተታት መነፅር ኮይኖም ዘርእዩ፣ ትግራይ ንምልዋጥ ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ሓገዝቲ እታወታት ብምዃን ዘገልግሉን ፀገማት ሕብረተሰብ ብኣግኡ ንኽፍትሑ ዘኽእሉን ንምሰላጥ ልምዓት ኣገደስቲ ምዃኖም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

Show Buttons
Hide Buttons