Month: April 2019

ኣብ መቐለ ልዕሊ 9 ሽሕን 800 መናኣሰይ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሕን ፈረቐን መጠሻ መሬት ክወሃቡ ‘ዮም።

ኣብ መቐለ ልዕሊ 9 ሽሕን 800 መናኣሰይ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሕን ፈረቐን መጠሻ መሬት ክወሃቡ ‘ዮም። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንልዕሊ 9ሽሕን 800ን መናኣሰይ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሕን ፈረቃን መጠሻ መሬት…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 220 ሽሕ ሓረስቶት ዝተሳተፍሉ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ይወገን ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 220 ሽሕ ሓረስቶት ዝተሳተፍሉ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ይወገን ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ድኽነት ንምንጋፍ ስራሕቲ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፣መስኖን ዘፈር ልምዓት…

ኣብርሃ ወ/ኣፅበሃና – ሰሲናትልና

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ————————————— ኣብርሃ ወ/ኣፅበሃና – ሰሲናትልና ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኩሎም መዋእላት፣ ብሰብ ስራሕትን ናይ ተፈጥሮ ፀገማትን ከይተሰኮነ ብጥበብን ብብልሓትን ናብ ቀፃሊ ምዕራፍ ናይ ምስግጋር…

ብብርኪ ክልል ትግራይ ልዕሊ 234 ሽሕ ተምሃሮ ሃገራውን ክልላውን ፈተና ከምዝወስዱ ተገሊፁ፡፡

ብብርኪ ክልል ትግራይ ልዕሊ 234 ሽሕ ተምሃሮ ሃገራውን ክልላውን ፈተና ከምዝወስዱ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2011 ዓ.ም. ንዝወሃብ ሃገራውን ክልላውን ፈተና ዛጊድ ብደረጃ ክልል ከይዲ ምድላው ፈተና፣ ምልመላ ዘድሊ ሓይሊ…

አብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ብቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝተሰናድአ ዑደት ልውውጥ ተመክሮ ዝተዋደዱ ልምዓት መስኖ፣ ዝራእትን ሃፍቲ እንስሳን ተሳሊጡ፡፡

አብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ብቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝተሰናድአ ዑደት ልውውጥ ተመክሮ ዝተዋደዱ ልምዓት መስኖ፣ ዝራእትን ሃፍቲ እንስሳን ተሳሊጡ፡፡

ሰራሕተኛታት ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ካብ 10 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ወርሓዊ መሃየኦም ንልምዓት ትግራይ ከምዘወፈዩ ተገሊፁ፡፡

ሰራሕተኛታት ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ካብ 10 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ወርሓዊ መሃየኦም ንልምዓት ትግራይ ከምዘወፈዩ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ኣይተ ወልደ ኣማንኤል ገብረየሱስ ከምዝገለፅዎ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ…

ኣባላት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ” እጃመይ ንኸወፊ ትግራይ ትፅወዐኒ ኣላ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዋዕላ ኣካይዶም፡፡

ኣባላት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ” እጃመይ ንኸወፊ ትግራይ ትፅወዐኒ ኣላ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዋዕላ ኣካይዶም፡፡ 6 ማሕበራት ኪነ-ጥበባትን ከየንትን ትግራይ መንግስቲ ክልል ትግራይ ዝገበሮ ፃውዒት ምትእኽካብ እቶት ተቐቢሎም ብሞያን ገንዘብን እጃሞም…

ዋሕስ ትግራይና ህዝብና!!

መግለፂ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ዋሕስ ትግራይና ህዝብና!! አርሒቁ ዝእምትን ካብ ብጕሓቱ ፀላእትና ብብረት’ምበር ብኣተሐሳስባ ገና ዘይሰዓርናዮም ምኳንናን ኣስተውዒልና ክንቃለስ ከም ዘለናን፣ ክቡር መራሒና ተጋዳለይ መለሰ ዜናዊ “ሕዚ…

Show Buttons
Hide Buttons