Month: March 2019

መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ተጠቃምነት መናእሰይ ንምርግጋፅ ዝዓለመ ምደባ የካይድ ከም ዘሎ ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሰብለ ካሕሳይ ሎሚ ኣብ ዝሃብኦ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣብሪሀን፡፡

04/07/2011 ዓ/ም ========== መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ተጠቃምነት መናእሰይ ንምርግጋፅ ዝዓለመ ምደባ የካይድ ከም ዘሎ ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሰብለ ካሕሳይ ሎሚ ኣብ ዝሃብኦ ጋዜጣዊ…

መበል ሳልሳይ መላእ ፀወታ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ሃገርና ንምክያድ ትግራይ ሙሉእ ምደላዋታ ኣብ ምዝዛም ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡

መበል ሳልሳይ መላእ ፀወታ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ሃገርና ንምክያድ ትግራይ ሙሉእ ምደላዋታ ኣብ ምዝዛም ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ሓላፊት ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ገነት ኣረፈ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…

ከትግራይ የህዝብ ግንኙነትና የመንግስት ኮሙኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮ የተሰጠ መግለጫ ትላንት፣ ዛሬም ሆነ ነገ ዋነኛ አጀንዳችን ሰላም፣ ዲሞክራሲና ልማት ነው!! የአማራ ክልል ምክር ቤት፣ ከየካቲት 26-29/2011ዓ/ም እያካሄደው ባለው 5ኛ ዙር፣ 4ኛ…

መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ዘበን ብብርኪ ዓለም ንመበል 108 ጊዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 43 ግዜ ክኽበር እዩ

26 ለካቲት 2011 ዓ.ም ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣነስትዮ ማርች 8 “ዝለዓ ትኹረትን ቆራፅነትን ንሰላምናን ሓድነትናን ብምሃብ ኩለመዳይ ተጠቃምነት ደቂ ኣንስትዮ ነረጋግፅ” ብዝብል ቴማ ንምኽባር ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ሓላፊት ቢሮ…

መንግስቲ ትግራይ ኣብ ስሕበት ኢንቨስትመንት፣ መሰረተ ልምዓት፣ ዲፕሎማሲ፣ስራሕቲ ምድላው ኣብ ሃገርና ን4ይ ግዘ ዝግበር ህዝቢ ቆፀራን ኣብ ጉዳይ ሰላምን ኣድሂቡ ሰፊሕ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

ዕለት 22/06/2011 ዓ.ም =============== መንግስቲ ትግራይ ኣብ ስሕበት ኢንቨስትመንት፣መሰረተ ልምዓት፣ ዲፕሎማሲ፣ስራሕቲ ምድላው ኣብ ሃገርና ን4ይ ግዘ ዝግበር ህዝቢ ቆፀራን ኣብ ጉዳይ ሰላምን ኣድሂቡ ሰፊሕ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ሓላፊት ቢሮ ርክብ…

Show Buttons
Hide Buttons