Month: March 2019

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ዑደት ወረዳ ኣፅቢ ወምበርታ ጣብያ ቃል ኣሚን ካብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ዑደት ወረዳ ኣፅቢ ወምበርታ ጣብያ ቃል ኣሚን ካብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ እተን ንሪአን ዘለና ጐቦታት ናብ ሙሉእ ልምዓት ዘቐይር ስራሕ ዝጀመርኩም ብምዃንኩም ንዝገበርኩምዎ ስራሕ፣ ምርብራብ ሕብረትን ተወፋይነትን…

“ትካላት ት.እ.ም.ት ሰረት ኢንዳስትርያላዊ ምዕባለ እየን”!!

ሰሙናዊ መልእኸቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ “ትካላት ት.እ.ም.ት ሰረት ኢንዳስትርያላዊ ምዕባለ እየን”!! ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ኹሉ ሰሪዐ ዝሪኦ፣ ቐንዲ ፀላእየን ምንጪ ኩሎም ፀገማተይን ድኽነት እዩ ኢሉ፣ ኩሎም ዓቕምታቱን…

ሃገራዊ ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ብዘይ ኣዕጋቢ ምኽንያት ክናዋሕ ምውሳን ኣግባብነት ከምዘይብሉ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊፁ።

ሃገራዊ ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ብዘይ ኣዕጋቢ ምኽንያት ክናዋሕ ምውሳን ኣግባብነት ከምዘይብሉ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቆፀራ መንግስቲ ፌደራል ሃንደበት ብዝፀውዖ ህፁፅ ኣኼባ ንዘይተወሰነ ግዜ ንክናዋሕ ምውሳኑ ኣሰራርሓ መንግስቲ ግልፅነት…

ብመሰረት መመስረቲ ፅሑፍ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ዝለዓለ ብርኪ ንኽበፅሕ ተፀዋዕነቱ ናብ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ክኸውን ተወሲኑ፡፡

ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ፤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት በዓል ዋናነትን ኣፈፃፅማ ስራሕን ትእምት በቢ ብርኩ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻትን ዋዕላታትን ሕቶታት እናተልዓሉ ከም ዝመፁ…

የዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሙሉ መልእክት!

የዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሙሉ መልእክት! የተከበራችሁ የፌዴራልና የክልል ከፍተኛ የመንግስት ሃላፊዎች፣ የተከበራችሁ የመላ ኢትዮጵያ ትምህርት ቤቶች ስፖርት ውድድር ተሳታፊዎች፣ የተከበራችሁ የመቐለና አካባቢዋ ነዋሪዎችና ታዳሚ እንግዶች፣ ክቡራትና ክቡራን ፣

መግለፂ ቅዋም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

መግለፂ ቅዋም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብሄራዊ፣ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ብሓፈሻ ንተቐባላይ ጋሻ ጭዋ ህዝቢ ትግራይን ንነበርቲ ከተማ መቐለን፣ ብፍላይ ንኣፍቀርቲ ስፖርት እንኳዕ ንሳልሳይ መላእ ሃገር ለኸ ፀዋታታት…

ታሪኽ ክፍሊ ጠለፋ 00 ዘዘንቱ መፅሓፍ 14 መጋቢት 2011 ዓ/ም ከምዝምረቕ ተገሊፁ፡፡

ታሪኽ ክፍሊ ጠለፋ 00 ዘዘንቱ መፅሓፍ 14 መጋቢት 2011 ዓ/ም ከምዝምረቕ ተገሊፁ፡፡ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግፍዓዊ ስርዓት ደርጊ ደምሲሱ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ንምትካል ካብ ዘኸአልዎ ሓደ ኾይኑ ከም ማእኽል ሓበሬታ ዘገልግል…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብዚ እዋን ተመዛቢሎም ንዝተፈላለዩ ሓደጋታት ዝተቓልዑ ሓገዝ ጌሩ፡፡

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብዚ እዋን ተመዛቢሎም ንዝተፈላለዩ ሓደጋታት ዝተቓልዑ ህዝቢ ጌድኦ 5 ሚልዮን ብር ሓገዝን ኣብቲ ከባቢ ከይዶም ህፁፅ ሞያዊ ሓገዝ ዝገብሩ 15 ዶካትርን 10 ነርስታትን ብሓፈሻ 25 ሰብ…

ሓድነትና ንልምዓትን ለውጥን ትግራይ!!

ሓድነትና ንልምዓትን ለውጥን ትግራይ!! ኣብ ትግራይ ዘሎ መጠን ድኽነትን ስእነት ስራሕን ንምቕራፍን ሓደሽቲ መደባት ልምዓት ንምፍፃምን ናብ ህፁፅ ምንቕስቓስ ብምእታው ኩለመዳይ ዓቕሚ ዝወነነትን ዝተለወጠትን ትግራይ ንምህናፅ መንግስቲ ትግራይ ኮሜቴ መተኣኻኸቢ…

ብብርኪ ሃገርን ክልልን “ሰለዝተቖፀርኩ ተጠቃሚ እየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 29 መጋቢት – ሚያዝያ 20 2011 ዓ/ም ዝሳለጥ 4ይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ኣመልኪቱ መግለፂ ተዋሂቡ፡፡

05/07/2011 ዓ/ም =========== ብብርኪ ሃገርን ክልልን “ሰለዝተቖፀርኩ ተጠቃሚ እየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 29 መጋቢት – ሚያዝያ 20 2011 ዓ/ም ዝሳለጥ 4ይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ኣመልኪቱ መግለፂ ተዋሂቡ፡፡

Show Buttons
Hide Buttons