Month: February 2019

ካልኣይ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ዳያስፖራ ተጋሩ ካብ 24 ክሳብ 30 ሓምለ /2011 ዓ.ም

ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ፤ ካብ 24 ክሳብ 30 ሓምለ /2011 ዓ.ም ዳያስፖራ ተጋሩ ብዛዕባ ሀገሮም ክልሎም ህልዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ…

ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ማእኸል ቴክንክን ሞያን ኣግበ ሕድሪ ወለደን ብውነ ተቐቢለን ህዝበንን ዓደንን ብፅንዓት ከም ዘገልግላ ገሊፀን፡፡

ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ማእኸል ቴክንክን ሞያን ኣግበ ሕድሪ ወለደን ብውነ ተቐቢለን ህዝበንን ዓደንን ብፅንዓት ከም ዘገልግላ ገሊፀን፡፡ ብምኽንያት መበል 44 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ነባራት ተጋደልቲ ደቂኣንስትዮ፣ ሽግ ወየንቲ፣ ሰልጠንትን…

ኣባላትን ኣመራርሓን ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ “ዓወት ንጋንታና ደምና ንህዝብና” ብዝብል መሪሒ ሓሳብ ደምልገሳ ኣካይዶም፡፡

ኣባላትን ኣመራርሓን ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ “ዓወት ንጋንታና ደምና ንህዝብና” ብዝብል መሪሒ ሓሳብ ደምልገሳ ኣካይዶም፡፡ ሎሚ ዕለት 02 /06/2011 ዓ/ም ብምኽንያት መበል 44 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣባላትን ኣመራርሓ…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ’’ብፅንዓት ናብ ልምዓት!!’’

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ’’ብፅንዓት ናብ ልምዓት!!’’ ================== ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት እናተመርሐ ስርዓት ወታደራዊ ፋሽሽት ደርጊ ንምድምሳስ ኣብዝገበሮ ነዊሕን መሪርን ናይ 17 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ፣…

ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ ገሊፀን፡፡

ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ…

ብሚንስትር ዓለም ለኻዊ ትሕብብር ልምዓት ኖርወይ ዳግ- ኢንጀይልስተይን ዝምራሕ ልኡኽ ሎሚ እታ ሃገር ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ድጋፍ ኣብ ትገብረለን ከባብታት ትግራይ ዑደት ኣካይዱ፡፡

ብሚንስትር ዓለም ለኻዊ ትሕብብር ልምዓት ኖርወይ ዳግ- ኢንጀይልስተይን ዝምራሕ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ኩሓ ቤት ትምህርቲ ኪሮስ ገሰሰ፣ ሃፍቲ ተፈጥሮ /ደኒ/ ጣብያ ገረብ መሞና ወረዳ እንደርታን ጣብያ ቤትማራ ወረዳ…

ህዝቢ ራያ ከም ህዝቢ አብ መዋእሉ ንወፅዓን መግዛእትን አሜን ኢሉ ሓንቲ መዓልቲ ደቂሱ ዝወዓለላ መዓልትን ዝሓደረላ ለይትን ከም ዘየለ ተሓቢሩ ፡፡

ህዝቢ ራያ ከም ህዝቢ አብ መዋእሉ ንወፅዓን መግዛእትን አሜን ኢሉ ሓንቲ መዓልቲ ደቂሱ ዝወዓለላ መዓልትን ዝሓደረላ ለይትን ከም ዘየለ ተሓቢሩ ፡፡ “መንነት ህዝቢ ራያ መንነት ህዝቢ ትግራይ እዩ” “ራያ ናይ…

ጉርብትና ክልል ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ወረዳታት እምባኣላጀን ኣበርገለን ሰላማዊ ምዃኑ ኣብ ጣብያ ሰረያ ወረዳ ኣበርገለ ክልል ኣምሓራ ኣብዝተኻየደ ዘተ ተገሊፁ፡፡

ጉርብትና ክልል ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ወረዳታት እምባኣላጀን ኣበርገለን ሰላማዊ ምዃኑ ኣብ ጣብያ ሰረያ ወረዳ ኣበርገለ ክልል ኣምሓራ ኣብዝተኻየደ ዘተ ተገሊፁ፡፡ እቲ ዘተ ሰላም ኩሉ ሻብ በብወርሑ ዕለት 23 ኣብ ሰላምን…

Show Buttons
Hide Buttons