Month: February 2019

“በዓል ዓወት ዓድዋ ናይ ቡዙሃነትናን ሓድነትናን ህያው ማህተም እዩ፡፡”

20/06/2011 ዓ.ም ============ ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝም ብሓባር ብምዃን መበል 123 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ 23 ለካቲት 2011ዓ.ም ”በዓል ዓወት ዓድዋ ናይ ቡዙሃነትናን ሓድነትናን ህያው…

ምጥንኻር ምሕዝነት ኣሓት ከተማታት ጀርመናዊት ጐታን ከተማ ዓድዋን፡፡

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ምስ ብኣምባሳደር ፌደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፐብሊክ ጀርመን ብሪታ ዋግነር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዙርያ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ትግራይን ከምኡ ድማ…

ብፅንዓት ኣብ ዝተነፀሩ ክፍተታት መሰረት ዝገበረ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ከተማ ኣኽሱም እናተሳለጠ ይርከብ፡፡

ብፅንዓት ኣብ ዝተነፀሩ ክፍተታት መሰረት ዝገበረ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ከተማ ኣኽሱም እናተሳለጠ ይርከብ፡፡ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ርክብ ህዝቢ ኣብያተ ዕዮ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ብፅንዓት ዘነፀሮም…

ዘንኳሕኩሕ ኢንቨስተር ዘይኮነስ ባዕልና ኣንኳሕኵሕና ንዓ ትጠቅመና ኢኻ ኢና ክንብል ዘለና። እዛ ክልል ቀልጢፋ ክትቅየር ኣለዋ።

“ዘንኳሕኩሕ ኢንቨስተር ዘይኮነስ ባዕልና ኣንኳሕኵሕና ንዓ ትጠቅመና ኢኻ ኢና ክንብል ዘለና። እዛ ክልል ቀልጢፋ ክትቅየር ኣለዋ። እዚ ህዝቢ ድኽነት ኣይግበኦን! መንእሰይና ነናብ ስርሑ ክነዋፍሮ ኣለና” ም/ርእሰ ምምሕዳር ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

መዘጋጃቤት ምምሕዳር ከተማ ኣክሱም ብልዕሊ 319 ሚልዮን ብር ህንፀት ውሽጢ ንውሽጢ መንገዲ ይሃንፅ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

መዘጋጃቤት ምምሕዳር ከተማ ኣክሱም ብልዕሊ 319 ሚልዮን ብር ህንፀት ውሽጢ ንውሽጢ መንገዲ ይሃንፅ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡ ምምሕዳ ከተማ ኣክሱም ኣብዚ በጅት ዓመት ብ280,528,274 ብር 13.1ኪ.ሜትር ኣስፓልት፣ 39,319,825 ብር 6.7 ኪ.ሜትር ብእምኒ…

ኣብ ከይዲን ትግበራን 4ይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ኢትዮጵያ ንጠርነፍት፣ ትምህርትን ምልዕዓል ኮሚቴን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ፡፡

ኣብ ከይዲን ትግበራን 4ይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ኢትዮጵያ ንጠርነፍት፣ ትምህርትን ምልዕዓል ኮሚቴን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ፡፡ ብብርኪ ሃገር ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 20 ሚያዝያ 2011 ዓ/ም ን4ይ ግዘ ንዝሳለጥ ቆፀራ…

900 ሚልየን ብር ተበጂትሉ ዝተሃነፀ 21 ኪ.ሜ ዝሽፍን መንገዲ ኣስፋልት መሪቆም፡፡

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንመል 44 ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር፤ ብምምሕዳር ከተማ መቐለ 900 ሚልየን ብር ተበጂትሉ ዝተሃነፀ 21 ኪ.ሜ ዝሽፍን መንገዲ ኣስፋልት…

ሎሚ 11/06/2011 ዓ/ም ልክዕ 2፡00 ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡

ሎሚ 11/06/2011 ዓ/ም ልክዕ 2፡00 ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ ዝተፈላለዩ ወከልቲ ማሕበራትን ክፍላት ሕብረተሰብን ኣብ ልዕሊ መቃብር…

ልዕሊ 620 ስድራ ስዋኣት አብ ዓበይቲ ትካላት ዑደት ኣሳሊጦም ፡፡

ልዕሊ 620 ስድራ ስዋኣት አብ ዓበይቲ ትካላት ዑደት ኣሳሊጦም ፡፡ ብቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዝምራሕ ካብ መላእ ወረዳታት ትግራይ ዝመፁ ልዕሊ 620 ስድራ ስዋኣት “ስዋኣትና መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን” ብዝብል…

ምክትል ር/ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፤ መከላኸሊ ሰራዊት ፌዲሪኢ ልዕልነት ሕግን ሕገ መንግስትን ንምኽባር ሉኣውነት ሃገር ን ህዝብን ከምኡውን ንፍትሕን ንህንፀት ዴሚክራስያዊ ስርዓት ሕጋውነቱ ሓልዩ ክሳብ ሐዚ ንዘወፈዮ እጃም ኣድኒቖም

ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ መከላኸሊ ሰራዊት ፌዲሪኢ ንማዕተርነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ልዕልነት ሕግን ሕገ መንግስትን ንምኽባር ለእላውነት ሃገር ን ህዝብን ከምኡውን ንፍትሕን ንህንፀት ዴሚክራስያዊ ስርዓት ሕጋውነቱ ሓልዩ ክሳብ ሐዚ ንዘወፈዮ…

Show Buttons
Hide Buttons