Month: July 2018

ብመሰረት ደንቢ ቑፅሪ 58/2002 ዓ.ም ኣሰራርሓን ስነ ምግባርን ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምውሳን ተመሓይሹ ዝወፀ ደንቢ ዓንቀፅ 26 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ልዕልነት ሕገ መንግሰቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ. ንክኽበር ብቤት ምኽሪ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተመሓላለፈ ውሳነ (Resolution) ቑፅሪ 02/2010

ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት/ኢህወዴግ እናተመርሐ ምስ መላእ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን ብዘካየዶ ቃልስን ዝኸፈሎ መሪር መስዋእትነትን ንውልቀ መላኺ ወተሃደራዊ ስርዓት ደርግ ድሕሪ ምስዓሩ ዘላቒ ሰላምን ውሕስንኡ ዘተኣማምን…

Show Buttons
Hide Buttons