Month: May 2018

ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ብምሕያል ኣብ ዝተልዓሉ ፀገማትን ሓባራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ካብ 05 ጉንበት ጀሚሩ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ነቲ ይሳለጥ ዘሎ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፤ እቲ መድረኽ ኣካል እቶም ብተኸታታሊ ኣብ ውድብን ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ቻይና ንፕሮጀክት ህንፀት ማይ ከተማ መቐለ ልዕሊ ሓደ ቢልየን ዩዋን ክትሕግዝ እያ፡፡

ብኣፈጉባኤ ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ሊ-ዛንሹ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዝደንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመን ቀዳማይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተጠናኺሩ ከም ዝቕፅል ተገሊፁ፡፡

በቢብርኩ ዘሎ ኣመራርሓ ቀልጥፉ ናብ ተግባር ብምእታው ድልየት ህዝቢ ንምርግጋፅ ልዑል ትኹረት ሂቡ ክነጥፍ ይግባእ ተባሂሉ።

ኣቦ መንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ልምዓት፣ ሰላም፣ዴሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋልፅ በቢብርኩ ዘሎ ኣመራርሓ ናብ ጭቡጥ ተግባር ክኣቱ ከምዘለዎ…

Show Buttons
Hide Buttons