Month: April 2018

ልዕሊ 100 ሽሕ መናእሰይ ናብ ዝተፈላለዩ ዕድል ስራሕ ፈጠራ ከም እተዋፈሩ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡

ኣብ ትግራይ ኣብ ገጠርን ከተማን ሓዊሱ ልዕሊ1.8 ሚልዮን መንእሰይ ከም ዘሎ መፅናዕትታት ይሕብሩ ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ልዕሊ 295ሽሕ ስራሕ ኣልቦ እዩ፡፡ መንእሰይ ኣብ ዘየድልዩ ቦታታት ከይዉዕል መንግስቲ ብመናእሰይ…

ስምምዕ ምጅማር ስራሕ ፕሮጀክት ትራንስፎርሜሽን ሃፍቲ እንስሳ ሎሚ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ/ም ዕላዊ ኾይኑ፡፡

ኣብ ሞንጐ ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ መቐለ ዩኒቨርስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ስምምዕ ምጅማር ስራሕ ፕሮጀክት ትራንስፎርሜሽን ሃፍቲ እንስሳ ሎሚ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ/ም ዕላዊ ኾይኑ፡፡ ኣብቲ “ዝተዋደደን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈን ምንቅስቓስ…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዘበን 11 ስሩዕ ጉባኤ ሰለስተ ዝተመሓየሹ ኣዋጃት ኣፅዲቑ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መመሓደሪ ደንቢ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ፅሕፈት ቤት ምኽሪ፣ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዳግም ንምምሕያሽን ስልጣንን ተግባርን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ንምውሳንን ዝወፁ ኣዋጃት ብዕምቆት ብምድህሳስ ኣፅዲቑ፡፡

በዝሒ ተገልገልቲ መድሕን ሳልሳይ ወገን ካብ እዋን ናብ እዋን ለውጢ እናርአየ ይኸይድ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት መድሕን ፈንድ ጨንፈር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ግልጋሎት መድሕን ሳልሳይ ወገን ኣብ ክልልና ብ2006ዓ.ም. ስርሑ ዝጀመረ ምዃኑ ዝተወከሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መድሕን ፈንድ ጨንፈር ትግራይ ኣይተ ኣይናለም ገብረየሱስ ዝዀነት ትኹን ብሞተር እትንቐሳቀስ ተሽከርካሪት መድሕን ሳልሳይ ወገን ክትኣትው…

ሎሚ ዘመን ኣብ ክልልና ልዕሊ 324 ሽሕ ተምሃሮ ሃገራውን ክልላውን ፈተና ክወስዱ እዮም፡፡

ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2010 ዓ.ም. ንዝወሃብ ሃገራውን ክልላውን ፈተና ዛጊድ ብደረጃ ክልል ከይዲ ምድላው ፈተና፣ ምልመላ ዘድሊ ሓይሊ ሰብ፣ ምዝገባ ተፈተንቲ ተምሃሮን ካልኦት ምድላዋትን ከምዝተወገኑን ልዕሊ 324 ሽሕ ተምሃሮ ሃገራውን…

Show Buttons
Hide Buttons