Category: ቅዋም መንግስቲ

በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ዝተውሃበ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ዝተውሃበ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ነዚ ኩሉ ሓሳረ መከራ፣ ግፍዒ፣ በደልን ክሕደትን ብፅንዓት መክትክን፣ ተቓልስክንን ኣቃልስክንን ነዚ መግለፂ ክብርኽንን…

በግፍ በተገደሉ ንፁሃን ዜጎች ደም፣ የፖለቲካ ትርፍ ለማግኘች መሯሯጥ፣ በግፍ ላይ ግፍ መፈፀም ብቻ ሳይሆን፣ እንደተለመደው እውነታውን ለማድበስበስ የሚደረግ ኣደገኛ ፀረ-ህዝብ ሴራ ነው፡፡

ከትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ የተሰጠ መግለጫ በግፍ በተገደሉ ንፁሃን ዜጎች ደም፣ የፖለቲካ ትርፍ ለማግኘች መሯሯጥ፣ በግፍ ላይ ግፍ መፈፀም ብቻ ሳይሆን፣ እንደተለመደው እውነታውን ለማድበስበስ የሚደረግ ኣደገኛ ፀረ-ህዝብ ሴራ ነው፡፡ ከሁሉ…

ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጎና ጎኒ ምክልኻኻል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምዕፃድን ምእካብን ዝባፅሑ ዝራእቲ ፅጉማት ኣረጋውያን ሓረስቶት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጎና ጎኒ ምክልኻኻል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምዕፃድን ምእካብን ዝባፅሑ ዝራእቲ ፅጉማት ኣረጋውያን ሓረስቶት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣፍሊጡ ፡፡…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ ________________________________________________ መንፈር ንዘለዎ ፣የሻል ዘበለ፣ መንፈር ዘይብሉ ህዝብና ሒዝና፣ መስተንክር ክንሰርሕ ኢና!! መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ፣ኣብ መበል 8ይ ጉባኤ ህወሓት፣ንሓዱሽ ወለዶ…

ንህልው ኩነታት ኣመልኪቱ ብብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅዋም

ንህልው ኩነታት ኣመልኪቱ ብብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅዋም ስልጣን መንግስቲ ፌደራል ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ተቖፃፂሩ ዘሎ ኣሃዳዊ ውልቀ መላኺ ሓይሊ “ታሪኽ ንባዕሉ ይደግም” ከም ዝብሃል ግፍዕታት ዘውዳውን…

ወይከ ፈተኽ !! ከም ዋዕሮና ለተሰንበት ግደይ ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና !!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ======================================= ወይከ ፈተኽ !! ከም ዋዕሮና ለተሰንበት ግደይ ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና !! ፍርያት ማህፀን ትግራይና፣ዋዕሮ ጓል 22 ዓመት ፣ጅግና ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣ 27…

ሎሚ ውን ከም ዓሚ!!

ዕለታዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ ውን ከም ዓሚ!! “““““““““““ ቅድሚ ኩሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ኣብ ዞባታት ደቡብን ደቡባዊ ምብራቕን ትግራይ ዓሲሉ ዘሎ በረኻ ኣንበጣ ንምምካት…

በሴራ ፖለቲካ የተጎነጎነ ነጭ ውሸት ማሰራጨት በውርደት ላይ ውርደት ከመጎንጨት የዘለለ አንዳችም ትርፍ የለውም

ከትግራይ ኮምዩኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮ የተሰጠ መግለጫ በሴራ ፖለቲካ የተጎነጎነ ነጭ ውሸት ማሰራጨት በውርደት ላይ ውርደት ከመጎንጨት የዘለለ አንዳችም ትርፍ የለውም የትግራይ ህዝብ እና መንግስት፣ የኦሮሞ ህዝብ የዘመናት መገለጫ የሆነው እና

ሓበሬታ-ንኹለመዳያዊ መኸተን ዘላቒ ምዕባለን!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ =================================== ሓበሬታ-ንኹለመዳያዊ መኸተን ዘላቒ ምዕባለን!! ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ መዓልቲ ሓበሬታ ብብርኪ ክልል ን2ይ ግዜ ዘኽበሮ፣ ቐንዲ ምኽንያት፣ ኣብ ፅባሕ ምስረታ መንግስቲ፣…

Show Buttons
Hide Buttons