Category: ዜናን ሓተታን

ልኡኽ ጊዝያዊ ምምሕድዳር ትግራይ ሎም ኣብ ሰመራ ምስ ፕሬዝደንት ሓጅ ኣወል ዓርባን መሳርሕቶምን ተራኺቡ

ልኡኽ ጊዝያዊ ምምሕድዳር ትግራይ ሎም ኣብ ሰመራ ምስ ፕሬዝደንት ሓጅ ኣወል ዓርባን መሳርሕቶምን ተራኺቡ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ህዝብታት ዝነበረ ታሪኻዊ ሕውነታዊ ርክብ ናብ ንቡር ንምምላስን ሓባራዊ ፀጥታ: ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅን…

ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳዶር ዳረን ዊች ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምዝታይ ናብ መቐለ ኣትዮም

ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳዶር ዳረን ዊች ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምዝታይ ናብ መቐለ ኣትዮም። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ኣየር ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ ክቡር ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ…

መድረኽ ኣፍልጦን ሽልማትን

መድረኽ ኣፍልጦን ሽልማትን ብኪነ ጥበብ ፣ስነ ፅሑፍን ልምዓታዊ ስራሕትን ኣብ ሕብረተሰብ ርኡይ ግደ ንዘበርከቱ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሽልማትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ። ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…

መግለፂ ውፉያት ተጋሩ ዳያስፖራ ውፉያት ተጋሩ ዳያስፖራ ኣብ ትግራይ ፅንተት ከም ዝተፈፀመ ቅሉዕ ሓቂ ምዃኑን እቲ ፅንተት ምፍፃሙ ድማ ብርክት ዝበሉ ጭቡጣት መረጋገፂታት ከም ዘለዉ ብዝተፈላለዩ ኣካላት ከም ዝተገለፀን ኣብ…

ሽግ ተጠሚሩ ብርሃን ከም ዝህብ ንሕና እውን ኩለመዳያዊ ዓቕምና ብምውዳድ ሓበራዊ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ

ሽግ ተጠሚሩ ብርሃን ከም ዝህብ ንሕና እውን ኩለመዳያዊ ዓቕምና ብምውዳድ ሓበራዊ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ ተባሂሉ። ኣሰናዳኢት ኮሚቴ መስቀል ዓጋመ ሎሚ 06 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ቅድመ ምድላው ኣከባብራ በዓል መስቀል…

መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ብሓባር ዝገብርዎ ምንቅስቓስ ኣብ ህንፀት ሓደ ማሕበረሰብ ዘሎዎ ኣስተዋፅኦ ልዑል ብሙዃኑ ኣበርቲዖም ክቕፅልሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ፣ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ብሓባር ዝገብርዎ ምንቅስቓስ ኣብ ህንፀት ሓደ ማሕበረሰብ ዘሎዎ ኣስተዋፅኦ ልዑል ብሙዃኑ ኣበርቲዖም ክቕፅልሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ምስ…

ታሪኽና ታሪኽ ወያነ!

ታሪኽና ታሪኽ ወያነ! ቀዳማይ ወያነ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝተርኣዩ ዓበይቲ ምዕራፋት ታሪኽ እቲ ሓደ እዩ። ቅድሚ 81 ዓመታት ወርሒ ጷጉሜን ተወሊዑ። ታሪኽ ቀዳማይ ወያነ ክዝከር ኣለዎ። ታሪኽ ቀዳማይ…

እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ሎሚቕነ ኣብ ህሉው ኩነታት ትግራይ፣መፍትሒ ኣንፈታትን ግደ ሓይሊ ፀጥታን ዝብሉ እዋናውን ኣገዳስትን ኣጀንዳታት ሰፊሕ ምይይጥ ኣካይዶም ኣለዉ። ኣብ ገምጋም…

ኩሉ ምንቕስቃስና ንህላወን ድሕነትን ትግራይ ብዝህልዎ ረብሓ ዝተሰነየ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ

ኩሉ ምንቕስቃስና ንህላወን ድሕነትን ትግራይ ብዝህልዎ ረብሓ ዝተሰነየ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ _ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ እቶሞ ፕረዚደንት ነዚ ዝበሉ ብህዝቢ ከተማ መኾኒን ከባቢኣን ኣብ ዝገበረሎም ኣቀባብላ እንትኾን ፣ ህዝቢ ትግራይ…

Show Buttons
Hide Buttons