Category: ውፅኢት ሕትመት

ብሕማም ፌስቱላ ዝተጠቕዓ ደቂ ኣንስትዮ ግቡእ ግልጋሎት ሕክምና ንኽረኽባ ፣ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ብሕማም ፌስቱላ ዝተጠቕዓ ደቂ ኣንስትዮ ግቡእ ግልጋሎት ሕክምና ንኽረኽባ ፣ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ። እዚ ፃውዒት ዝቐረበ ሰብ ሞያ ጥዕና ፣ደቂ ኣንስትዮ ኣምባሳደራት ምክልኻል ሕማም ፌስቱላን መድረግቲ ኣካላትን ተሳተፍቲ ኣብ…

ኣብ ቁፅፅርን ክትትልን ናውቲ መዐወኒ ትኹረት ተገይሩ ይስራሕ ኣሎ

ኣብ ቁፅፅርን ክትትልን ናውቲ መዐወኒ ትኹረት ተገይሩ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ኣካላት ፀጥታን ሕብረተሰብን ብዘካየድዎ ተፍትሽ ብርክት ዝበሉ ናውቲ መዐወኒ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ዓዲግራት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ከተማ…

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት ዝተፈተኑ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 98 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ውፅኢት ብምምፃእ ከምዝሓለፉ ኣፍሊጡ

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት ዝተፈተኑ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 98 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ውፅኢት ብምምፃእ ከምዝሓለፉ ኣፍሊጡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት…

ኣብ ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ዕዳጋ ዓርቢ ነበርቲ ዳክስንቪል ፍሎሪዳ ዝኾኑ ኣይተ ዘውድነህ ግርማን በዓልቲ ቤቶም ወይዘሮ መዓዛ ጌታቸውን ቤት ትምህርቲ ተሃኒፁ

ኣብ ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ዕዳጋ ዓርቢ ነበርቲ ዳክስንቪል ፍሎሪዳ ዝኾኑ ኣይተ ዘውድነህ ግርማን በዓልቲ ቤቶም ወይዘሮ መዓዛ ጌታቸውን ቤት ትምህርቲ ብምህናፅ መዘከርታነቱ ንጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ ይኹነልና ብምባል 23 ነሓሰ 2015…

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ኬንያን ከምዝመፁ ተሓቢሩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ኬንያን ከምዝመፁ ተሓቢሩ። ከም ገለፃ ወሃቢ ቃል ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ፤ ኣምባሳደር ማይክ…

ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ

“ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ምሕዝነቶም ንምጥንኻር ኣብ በዓል ኣሸንዳ ዝተረኸቡ ኣባ ገዳታትን ተወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ዝውዕል ሓገዝ…

ኣብ ቀንዲ ዋኒና ዓሲልና-ውራያትና ነዕውት!!

ሰሙናዊ መግለፂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ቀንዲ ዋኒና ዓሲልና-ውራያትና ነዕውት!! ኣብዚ ዘለናሉ ወሳኒ መድረኽ ቃልስን ዓወትን፣ ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃኢን፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርናን ወፃኢ ዓድታትን ዘሎ ህዝቢ…

Show Buttons
Hide Buttons