ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ይካየድ ኣብ ዘሎ መድረኽ ምኽክር ብተሳተፍቲ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን፦
ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ይካየድ ኣብ ዘሎ መድረኽ ምኽክር ብተሳተፍቲ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን፦ * ኣብ ጉዳይ ትግራይ ካብ ሕጊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሳ ሓይልታት ሕጋዊ ስጉምቲ ኣብ ምውሳድን…
ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ይካየድ ኣብ ዘሎ መድረኽ ምኽክር ብተሳተፍቲ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን፦ * ኣብ ጉዳይ ትግራይ ካብ ሕጊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሳ ሓይልታት ሕጋዊ ስጉምቲ ኣብ ምውሳድን…
ኣብ ከተማ ዓድግራት ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ምኽክር ካብ ሕብረተሰብ ዓዲግራትን ከባቢኣን ንፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ሪኢቶታትን፦ ~ሐዚ እውን ህዝቢ ትግራይ ንመስዋእቲ ድልው ክኾን ኣይንፈቅድን። ~ሰላም ኣብ ዝዘርጉ…
ንሕቶ ህዝቢ ፀማም እዝኒ ብምሃብ ዝረጋገፅ ሰናይ ምምሕዳር ከምዘየለ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ሎሚ 23 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ምስ ነበርቲ ተራኺቦም ዝዝትዩ ዘለዉ ፕረዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…
ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዘድሃበ መግለፂተዋሂቡ። ሎሚ 15 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ፣ ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይን ኣብ ምምላስ ተመዛበልቲ ዘሎ ምዕባለን ኣድሂቡ ብጀነራል ታደሰ ወረደ ( ወዲ ወረደ)…
ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ክኽበሩ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። እዚ ዝተገለፀ ኣብ ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳን ኣውርስን 2016 ዓ.ም ማእኸል ዝገበረ መግለፂ እንትወሃብ ኮይኑ ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላዊ ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ብምኽባር ንረብሓና…
ሰላም ትግራይ ንምውሓስን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀጥታ ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ይህቡ ኣብ ዘለዉሉ ፣ሰላም ትግራይ…
ካልኣይ ዙር ምምላስ ተመዛበልቲ ዞባ ደቡብ ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ ። ሎሚ ዕለት 11ሓምለ 2016 ብምኽንያት ወረርቲ ሓይልታት ን2 ዓመት ካብ ከተማ ኣላማጣን ራያ ኣላማጣን ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ማይጨው ተዓቑቦም ዝነበሩ…
ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ንሰርሕ ኣለና_ ጀነራል ታደሰ ወረደ ምክትል ፕሬዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ህልው እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም ሎሚ 06…
ግብሪ ምእካብ ብዕሊ ተጀሚሩ “ግብሪ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ባሕቲ ሓምለ 2016 ዓ.ም ብደረጃ ክልል ስነ ስርዓት ዕላዊነት ምጅማር ምእካብ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ክፍለከተማ ቀዳማይ…